National Library Cataloging – Sudan
338.7025 – Paul Hormez Azzo – A.D.
Directory of Major Companies In Sudan 2005 – 2006
Paul Hormez Azzo. x-lst. ed.
Beirut: Anis Press,2006
376 P.: LLLLus.; 30cm
ISBN : 99942 – 816-4-X
1.Companies – Diretories – Sudan.
2. Sudan – Descriptions & Travels
A.Title

 ህሉው ንጥፈታት ግሎሚድያ

 ሰሌዳ ትሕዝቶ

መረድኢ ስእሊ
መወከሲ መጽሓፍ ዓበይቲ ኩባንያታት ኣብ ሱዳን 2005/2006

“ወጋሕታ ሓድሽ ዘመን ኣብ ሱዳን”

I. ዕላማታት
1. ሓቀኛ ስእሊ ሱዳን ንዓለም ምልላይ
2. ምፍላጥ ኩባንያታት፡ትካላትን ውድባትን ብዓለም ደረጃ
3. ተመራመርትን ኣውፈርትን ናብ ሱዳን ንምስሓብ

II. ሓፈሻዊ ሓበሬታ  መወከሲ  መጽሓፍ
* ኣዳላዊ ፡  ኣቶ ፖል ሆርመዝ ኣዞ((Cavaliere-ፋርስ)
* ምፍጻም ፕሮጀክት  ፡   ብ(5) ሊባኖሳውያንን ሱዳንያውያንን ናይ ሚድያ ክኢላታት
* ምድላው ትሕዝቶ ጽሑፋት ፡    ምሁራት ፡ ኣማኸርትን ፕሮፌሰራትን።
* ድምር መጠን  ዝርግሐ፡     (5,000) ኣብ ቀደማይ ዓመት ካብ ግዜ ምሕታም
* ልዕሊ (400)     ዓበይቲ ኩባንያታት፡ ትካላትን ውድባትን ተሳቲፈን
* ልዕሊ(2,500)  ጠቀምትን ኣገደስትን ኣድራሻታት
* ቤ/ት ውድብ ሑብራት ሃገራት፡ ዘይምንግስታውያን ውድባት፡ኤምባሲታት፡
ቻምበር ኦፍ ኮመርስን ዝኣመሰሉን።

III. ሕትመት
* ሕትመት ኣብ በይሩት
* ብዝሒ ገጽ ፡ (400)
*ስፍሓት ገጽ ፡ ኤ4 ፡ ሕብራዊ

IV. ምዝርጋሕ
ሀ. ዓለምለኻዊ ዝርግሐ :
ብዝሒ ፦ (5,000) ቅዳሕ
ሃገራት፡ ልዕሊ(85) ብደረጃ ዓለም
ከምኡውን ብመንገዲ፦
* ብክኢላታት ምዝርጋሕ መወከሲ መጽሓፍቲ
* ዓለም ለኻዊ ዓውደ_ዘተታት(ኮንፈረንስ)፡ ምርኢታትን(ኤግዝቢሽን)
* ዌብሳይት፡ ዝተፈላለያ ዌብሳይታት
ለ. ውሽጣዊ ዝርግሐ
ብዝሒ ቅዳሕ ፦ 3,000 ቅዳሓትን
1. ነቁጣታት መሸጣ፡ ቤተ-መጻሕፍትን ፡ ዓበይቲ ሆቴላትን
2. ቤተ-ምርኢት መጻሕፍቲ ፡ ሰሚናራት፡ ባህላውን ማሕበራውን ክለባት ብደረጃ ዓለም
3. መሸጣ ብቴለፎን
4. ቤተ-ምርኢት መጻሕፍቲ ፡ ሰሚናራት፡ ባህላውን ማሕበራውን ክለባት ኣብ ውሽጢ ሱዳን

V. ኣንበብቲ
* ዓይነት ኣምበብቲ
ወንንትን ሰራሕተኛታትን ባንኪ: ፈጸምቲ ኣካላት፡ ሞያውያን፡ ነጋዶ ፡ ሰብ ኢንዱስትሪ ፡
ስነቁጠባውያን፡ ተመራመርቲ፡ መንግስታት፡ ወኪላት፡ ቤትምኽሪ ንግዲ ፡
ትካላት መድሕን፡ ትምህርታዊ ትካላት፡ ዓለም-ለኻዊ ውድባት፡
ቤ/ት ውድብ ሕቡራት ሃገራት
* ተወሰኽቲ ኣምበብቲ
_ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ
_ ፈጸምቲ ኣካላት ብሕታዊ ጽላት
_ ባንኪ
_ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታት ኣብ ሱዳንን ሃገራቶምን
_ ቤ/ት ው/ሕ/ሃ ኣብ ሱዳንን ኣብ ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራትን
_ ዘይመንግስታውያን ውድባትን ቤ/ቶምን ኣብ ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት
_ ዓበይቲ ኩባንያታት ሱዳንን ወኪላቶምን ወነንትን
* ግምታዊ ቁጽሪ ኣምበብቲ ፡(1ይ ዓመት) ፡ ልዕሊ 400,000 – 30% ኣብ ሱዳን፡
70% ድማ ካብ ሱዳን ወጻኢ።

VI. ቀዳማይ ዓወት ኣቶ ኣዞ ኣብ መወዳእታ ሰብዓታትን መጀመርያ ሰማኔታትን ኮይኑ
ምልላይን ምውዕዋዕን ፍርያትን ቴክኖሎጅን ሃገረ ጥልያን ኣብ ሃገራት ወሽመጥን ከምኡድም
ዝተፈላለዩ ዓውደዘተን ኮንፈረንስን ኣብ ዓዲ ጥልያን ንሃገራት ወሽመጥን ብዂንኡን እዮም።
ኣቶ ኣዞ ናይ ዓዲ ጥልያን ፋርስ (Cavaliere, equivalent to the title of SIR)
መዓርግ ክሽለም ዝበቅዐ ብዕለት 27/12/1979 ዓም ብፕረሲደንት ሃገረ ኢጣልያ ሳንድሮ ፐርቲኒ ነበረ ።

ጥሙሕና : “ ሓያልን ዕዉትን ምውዕዋዕ/ምልላይ :  ሃገር የዕቢ”
“ ብዘይካና ብርሃን ሱዳን ብዓለም ደረጃ ዝኾለዕ ከቶ የለን”

ሞባይል፡ 0912734248
ኢሜይል:  glomedia27@gmail.com  – paul_azzo@yahoo.com
ሱዳን – ካርቱም – ጎደና ናይል – ህንጻ ኩዌትያ – ራብዓይ ብሎክ, ታሽዓይ ደርቢ # (P) ምዕራብ።