ዋጋታት ቋንቋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ 01.01.2015

ኣምሓርኛ ፡ ትግርኛ፡ ኦሮሞ ፡ ስዋሂሊ፡ ኑብያ፡ቤጃ፡
ሃውሳን ዓረብን(ዓረብ ንወጻእተኛታት ጥራይ)

ሀ. ሱዳን፡
ባእታዊ ኮርስ ኮድ፡ ኣር11ም ኣረብኛ ፡ ምዝራብ ጥራይ                          ጅነ ሱዳን 3,240.00
ባእታዊ ኮርስ ኮድ፡ ኣር11ምምም ኣረብኛ ፡ ምጽሓፍ፡ ምንባብ ፡ ምዝራብ      **     4,050.00
ባእታዊ ኮርስ ኮድ፡ ኑብ11ም ኑብያ ፡ ምዝራብ ጥራይ                                **    4,050.00
ባእታዊ ኮርስ ኮድ፡ ኑብ11ምምም ኑብያ፡ምጽሓፍ ፡ምንባብ፡ምዝራብ            **     5,062.00

ለ. ኢትዮጵያን ኤርትራን፡
መባእታዊ ኮርስ ኮድ፡ ኣም11 ኣምሓርኛ ፡ ምጽሓፍ ፡ምንባብ ፡ምዝራብ            ጅነ ሱዳን 2,592.00
መባእታዊ ኮርስ ኮድ ፡ ትግ11 ትግርኛ ፡ ምጽሓፍ ፡ምንባብ ፡ምዝራብ                 **      2, 233.00

ሐ. ምብራቅን ማእከላይን ኣፍሪቃ ፡
ሃገራት ኣፍሪቃ ቋንቋ ስዋሂሊ ዝጥቀማ ፡ ብሩንዲ ፡ ኬንያ ፡ ድ/ር ኮንጎ ፡ ኒጀር_ኮንጎ ፡
ኣትላንቲክ_ኮንጎ ፡ሞዛምቢክ፡ ኦማን፡ ርዋንዳ ፡ ታንዛንያ ፡ኡጋንዳ

መ. ወግዓዊ መንግስታዊ ቋንቋ ኣብ፡ ኬንያ ፡ ታንዛንያ ፡ኡጋንዳ ፡ ሕብረት ኣፍሪቃን’ዩ
መባእታዊ ኮርስ ኮድ ስዋ11 ስዋሂሊ ፡ ምጽሓፍ ፡ምንባብ ፡ምዝራብ                  ጅነ ሱዳን 2,592.00
መተሓሳሰቢ
ንቴክኒካዊ ዝርዝራት ብመንገዲ ኢሜይላትና ክትውከሱ ትኽእሉ፡ [email protected]
; [email protected]