ክፍሊታት ፡
መባእታዊ ፡ ድሕሪ/ቅድሚ ዋና ኣዳላዊ ገጽ፡ ጥብቆ ፡ ፍሉይ ቦታታት ፡ ዝለዓለ ቦታ ምውዕዋዕ፡
I. መባእታዊ ክፍሊት
ሀ. ሓበሬታ ኩባንያ 7,200
ለ. ምውዕዋዕ ፦
1_ ሓደ ገጽ 8,400
2- ሓደ ገጽ ድሕሪ ምዕራፍ 9,200
3- ሓደ ገጽ ቅድሚ ምዕራፍ 9,800
4- ሓደ ገጽ ሮጊድ ወረቀት 10,000
5- ክልተ ገጽ 16,000
6- ዝርጉሕ ገጽ(እዚ ማለት 2_ገጽ) 18,400
II- ድሕሪ/ቅድሚ ዋና ኣዳላዊ ገጽ
1- ሰለስተ ገጽ 29,000
2- ኣርባዕተ ገጽ 36,000
III- ጥብቆ ገጻት ምስ ምዕራፋት ስእሊ ዘለዎ
1- ክልተ ገጽ 18,000
2. ሰለስተ ገጽ 26,000
3. ኣርባዕተ ገጽ 34,000
IV- ፍሉይ ገጻት
1- ኣብ ቅድሚት ገበር መጽሓፍ _ስምን ምልክትን ትካል 18,000
2_ መፈላለዪ ኣብ መንጎ ገጻት 14X3 ሴ.ሜ 19,000
3. ስምን ምልክትን ትካል ኣብ 50% ገጻት 28,000
V. ናይ ክብሪ ቦታ
1- ሕቆ መጽሓፍ _ ስምን ምልክትን ትካል 9,600
2- ናይ ሰለስተ ደቂቅ”ዘረባ” መወከሲ መጽሓፍ ክምረቅ እንከሎ 16,800
3. መፈላለዪ ገጻት 16X5 ሴ.ሜ. 22,800
4. ናይ ድሕሪት ገበር ውሽጣውን ተቃራኒኡ ገጻት 42,000
5. ኣርባዕተ ገጻት ድሕሪ ናይዋና ኣዳላዊ ጽሑፍ 45,600
6. ስምን ምልክት ትካልን ኣብ ኩሎም ገጻት ኣድቨርትስ ገዲፍካ 50,000
7. ናይ ቅድሚት ገበር ውሽጣዊን ተቃራኒኡን ገጽ 55, 000
8. ናይ ድሕሪት ገበር ገጽ 60,000
9. ሾሞንተ ገጻት ኣብማእከል ፡ ኣርባዕተ ዝዕጸፍ – ሮጊድ ወረቀት 64, 000
መተሓሳሰቢ፡ ከምኣማራጺ ፡ ካብ ሱዳን ጅነ 30,000 ንላዕሊ – ኣብ ግዜ ምምራቅ ኣብ
ዓይነትን ዐዓቀንን ትደልይዎ መውዕዋዕ ምርኩስ ብምግባር ብስምምዕ ኣገልግሎት ክንህብ
ድልዋት ኢና።